ቆላባሕሪ ደቡብ ትግራይ መንግስቲ ክልል ትግራይ ፍታሕ ክገብረሉን ከምኡ እዉን ንምብራስ ቆላባሕሪ ምኽኝያት ዝኾኑ ዉልቀ ሰባት ኾነ ትካላት ናብ ፍርዲ ይቅረቡ
ኣብዚ ሓዚ እዋን ቆልቆላ ባሕሪ ደቡብ ትግራይን እንደርታን ሓላፍነት ብዝጎደሎ ምኽንያት ኣብ ናይ መወዳእታ ናይ ምብራስ ደረጃ ከምዝበፅሐ ንኩላትና ግሁድ ዝኾነ ሓቂ እዩ፡፡ ኣብዚ ሓዚ እዋን መናእሰይ ዞባ ምብራቕ በለስ ካብ ምግብነት ሓሊፉ ናብ ዕዳጋ ዓለም ብምቕራብ ፍልፍል ኣታዊ እናኾነ ይርከብ በዚ ምክንያት ድማ እቲ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይን ክፋል እንደርታን ዝነበረ በለስ ይትረፍ ዶ ናብ ዕደጋ ዓለም ምቕራብስ ንሃላዋቱ እዉን ኣብ ዝጠፍአሉ ደረጃ በፅሑ ይርከብ ስለዝኾነ ድማ ድምፅና ንኹሉ ደላዬ ፍትሒ ክነስምዕ ይግባእ!
petitie tekenenpetitie tekenen